Kabhier/ካብሄር

Kabhier/ካብሄር

Share

እዚ ሚድያ'ዚ ስፖርትን ፡ ካለኦት እንዳመሃሩ ዘዛናግዑ መደባትን ዘቕርብ ሚድያ'ዩ ❤🇪🇷❤

14/07/2026
13/07/2026

Congratulations Eritrean Hero 🫡 Henok mulubrhan 🔥💪💪
እቲ ዘይጽዓት ንጉስ ምድረ-ኤስያ ነታ ሎሚ ሰኑይ 13 ሓምለ ዝተሰላሰለት 3ይቲ መድረኽ Tour of Magnificent Qinghai ብዝግባእ ተዓዊትላ ኣሎ ።

13/07/2026

Breaking news 💪🔥 1ይይይይይይ 💪🔥🔥💪

ሕጂ ኣብ ዝተዛዘመ 3ይ መድረኽ Tour of Magnificent Qinghai እቲ ዘይጸዓት ንጉስ ምድረ-ኤስያ ብዘደንቕ ብቕዓት ተዓዊትላ ኣሎ።

12/07/2026

እዚ ሱዕዳዊ ቲክቶከር ናይ ጎዶና ሕቶታት'ዩ ዘቕርብ ንሓደ ኢትዮጵያዊ ይረኽቦ'ሞ እቲ ኢትዮጵያዊ ከኣ ኤርትራዊ'የ ኢሉ ይላለዮ'ሞ ብዛዕባ ኣስማት ነገራት ብሱዕዲ-ዓረብን ፡ ኤርትራን ዩ ዝሓቶ ዘሎ 😂😂😂😂

እታ ጽላላ 🌂 በምሓረኛ (ጃንጥላ ) ደኣ ንእግረ መንገድና ፈሊጥናያ እንበር 😂😂😂😂

እዞም ጎሮቤታችን'ሲ ብስም ኤርትራዊ ዑቕባ ተሓተቱ ኩሉ ነገሮም ኤርትራውያን ዝኾኑ እዩ ዝምስሎም መስለኒ 😂😂😂

12/07/2026

ምናልባት እዚ ጋዜጠኛ ኣብ ኣብ ማዕበራዊ መራኸቢታት ቅድድም ብሽክለታ ብቐጥታ እንዳተንተነ ከመሓልፍ ንፈልጦ ንኸውን ኢና።

ኣብታ ናይ ትማሊ 8ይቲ መድረኽ ዝነበረት ናይ መወዳእታ ቮላታ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ጎኒ ቢንያም ብምዃን ፡ ኣብ ስምዒት ኣትዩ "ሓራም ያ ሮኬት ቢንያም ማየፉስ ) እቲ ሮኬት ቢንያም ዘይምዐኣቱ ዘሕዝን'ዩ እንዳበለ ንቢኒ ከድንቖን ፡ ብዘይ ምዕዋቱ ክሓዝንን ኢና ተዓዚብናዮ።

12/07/2026

9ይ መድረኽ ዙር ፈረንሳ ኣብ ምስልሳል ዝርከብ ዘሎ ኮይኑ
ነታ ኣብ ሓውሲ ዓቐብ ተዳልያ ዝነበረት ናይ ሞንጎ ናይ ነጥቢ እተውህብ ቅጽበታዊ ውድድር እቶም ንቐጠልያ ማልያ ኣብ ሓያል ቅልስ ዝርከቡ #ፕፔደርሰንን #ቢንያምን 1ይን ፡ 2ይን ኮይኖም ተመራሪሖም ተዓዊተሙላ ኣለው። ፍሊፕሰን ከኣ 3ይ ።

ቢኒ ኣብዛ ናይ ሎሚ 20 ነጥቢ ክሓፍስ ብምኻኣሉ ንሚልነር በሊጹ ኣብ 2ይ ደረጃ ደይቡ ኣሎ👌🔥👏👏👏

12/07/2026

ሎሚ ንሃገረይ ክኽሕሳ የ 👏👏👌

ነርወጃዊ ብሉጽ ተቐደዳማይ ትማሊ ሃገሩ ነርወይ ካብ ዋንጫ ዓለም ምግላፋ ጓሂ እንዳተሰመዖ"
በዛ ናይ ሎሚ 9ይቲ መድረኽ ኣብ ቱርዲ ፍራንስ ብምዕዋት ንሃገረይ ክኽሕሳ'የ ይብል ኣሎ።

Want your business to be the top-listed Gym/sports Facility in Birmingham?

Click here to claim your Sponsored Listing.

Location

Telephone

Website

Address


Birmingham