Welwalo is My Oxygen

Welwalo is My Oxygen

Share

ወልዋሎ ዓጋመ ደመይ
#This page is created for sport and
entertainment purpose.
#football is life

22/08/2026

Kit Numbers of welwalo current players

21/08/2026

Welwalo ADU💛🖤
ፃውዒት ንደገፍትና

ኣብ ካፍ ኮንፌደሬሽን ካፕ እትሳተፍ ጋንታና 29 ነሓሰ ኣብ ሩዋንዳ ከተማ ኪጋሊ ፀወታኣ ከም እተካይድ ይፍለጥ። ነዚ ስዒቡ ድማ መላእ ኣባላት ጋንታና ዕለተ ሰሉስ 26 ነሓሰ ናብቲ ስፍራ ከቕንዑ እዮም። መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ድማ ንጋንታና ሓዊሱ ንመላእ ደገፍትና ናይ ዋጋ ቅናስ ስለ ዘገበረ ነቲ ናይ ዋጋ ቅናስ ተጠቒምኩም ናብቲ ቦታ ብምጉዓዝ ጋንታኹም ምድጋፍ ከም እትኽእሉ ነፍልጥ።

እቲ ጉዕዞ ቪዛ ዘየድልዮ እንትኸውን መምለሲ መዓልቲ ድማ ጳጉሜን 1 እዩ ፤ ንዝበለፀ ሓበሬታ ንፕሬዚደንት ማሕበር ደገፍቲ ጋንታና ኣቶ ዓወት ጊደይ ምርካብ ከም እትኽእሉ ነፍልጥ።

10/08/2026

Congratulations to Netsanet Gebremedhin
National team called up 👏👏

07/08/2026

🙏🙏

🎉 እንኳዕ ንመበል 70 ዓመት ምስረታ በዓል ኣብፀሐኩም 🎉

🟡 ጎፈሬ 🤝 ወልዋሎ ዓ/ዩ 🟡

06/08/2026

ወልዋሎና ናይ መጀመርታ መፃረዪ ኣፍሪካ ካፍ ኮንፌደራሽን ምስ ሱዳናዊት ጋንታ ኣል ሂላል ኣል ሳህል በፂሕዋ

04/08/2026

#ሓምለ 30 ዘይቕረ ቆፀሮ #
💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛
ጋንታና ጋንታ ወልዋሎ መበል 70 ዓመት ምስረታ ክብረ በዓል ብድምቀት ከተብዕል እያ። ወልዋሎና ፅዋዕ ዋንጫ ኢትዮጵያ ዝዓተረት ብምኳና ንኢትዮጵያ ወኪላ ኣብ ዋንጫ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ክትሳተፍ እያ ። ነዚ ድርብ ዓወት ምኽንያት ብምግባር ታሪኻዊ ፅምብል ኮንሰርት ምስ ዓበይቲ ስነ ጥበባውያን 30 ሓምለ 2018 ዓ.ም ኣብ ገርጂ ዌር ሃውስ ተዳልዩ ኣሎ።
ነዚ ድሙቕን ዘይርሳዕን ምሸት ንምብዓል ብኽብሪ ተዓዲምኩም ኣለኩም።

መእተዊ ትኬት - 500 ብር
VIP - 2000 ብር
ንዝበለፀ ሓበሬታ፡
በዘን ስልኪ ቁፅርታት ይደውሉ 0995273953 /0945512664

30/07/2026

🫱🫲 Welwalo

Want your business to be the top-listed Gym/sports Facility in Adigrat?

Click here to claim your Sponsored Listing.

Location

Telephone

Address


Adigrat