25/06/2026
ሰበር!!!!!!!!!!!!
እዚ ምስሊ ኣብ ዝሓለፈ መዓልትታት ዝረከብናዮ View እዩ ።
ዳርጋ 98.9%😂 ድማ Follow ዘይገበሩ እዮም።
ስለዚ እዋናዊ ሓበሬታ ስፖርት ቀልጢፉ ምእንታን ክበፅሖም ነዚ Page ፎሎው ይግበሩ።
የቀንየለይ
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Hani Hadush Football, Sports League, Shire.
25/06/2026
ሰበር!!!!!!!!!!!!
እዚ ምስሊ ኣብ ዝሓለፈ መዓልትታት ዝረከብናዮ View እዩ ።
ዳርጋ 98.9%😂 ድማ Follow ዘይገበሩ እዮም።
ስለዚ እዋናዊ ሓበሬታ ስፖርት ቀልጢፉ ምእንታን ክበፅሖም ነዚ Page ፎሎው ይግበሩ።
የቀንየለይ
24/06/2026
ኩዕሶ እንትለዓል ሓደ ዘይተርፍ ሰብ ኣሎ ኩሉ ግዜ ብትሕትንኡ፣ንሰባት ዝህቦ ክብሪ ብዘቁፅሮም ጎላት ኮታስ ብኩሉ ነገር
ኩዕሶ ኣፍ ተትህልዋ እዚ እዩ ፈጢርኒ ኢላ ምተዛረበትሉ
𝙩𝙝𝙚 𝙜𝙧𝙚𝙖𝙩𝙚𝙨𝙩 𝙤𝙛 𝙖𝙡𝙡 𝙩𝙞𝙢𝙚 𝙡𝙞𝙤𝙣𝙚𝙡 𝙢𝙚𝙨𝙨𝙞 39 ዓመቱ ሎሚ መሊኡ ኣሎ
ን ክለቡ ሃገሩን ብግሉ ዘሳክዖም ቁፅርታት:-
🇦🇷 1158 games
⚽️ 916 goals
🎯 414 assists
🏅 8 Ballon d’Ors
🦶 6 Golden Boots
🏆 48 trophies
Happy birthday, 𝑳𝒆𝒐 𝑴𝒆𝒔𝒔𝒊. 😁🇦🇷
23/06/2026
Goalll!!!! crstiano!!!!! crstiano!!!
2 ጎል ደጊሙ Portugal 3 ብ 0 ትመርሕ ኣላ
Ronaldo ጎል ምእታዉ ስዒቡ ናይ ዋንጫ ዓለም ብዕድመ ዝዓበየ ጎል ኣቁፃራይ ኮይኑ ኣሎ🙌🙌
Remember He is 41 years Old
Goallllllll ወዲ 41 ዓመት Ronaldo ናብ ጎል ኣቁፃራይነቱ ተመሊሱ ኣሎ Wowwww 🔥🔥🔥🔥
23/06/2026
Portugal ሎመዓንቲ ሰዓት 2:00 ምስ Uzbekistan ክጫወቱ እዮም ።
ብ ኣሰልጣኒ Martinez ዝምርሑ ጋንታ Portugal ኣብ ዝሓለፈ ማዕረ ምውፃኣ ዝፍለጥ እዩ
ስለዚ ኣብ ዝቀረዮም 2 ጨዋታ ተዓዊቶም ናብ ኣውዲቅካ ምሕላፍ ናይ ምካድ ዕድል ኣለዎም
- Crstiano Ronaldo ኣብ ናይ ሎመዓንቲ ጨዋታ ቀዋሚ ኮይኑ ክጅምር እዩ ።
> ጨዋታ ክንደይ ን ክንደይ ይውዳእ ? መን መን የእትዉ? ግምትኩም ኣቀምጡልና
22/06/2026
Messi ተወሳኪት 1 ሽቶ ኣብ መበል 94 ደቂቃ ብምቁፃር Argentina 2-0 Austria ክትዕወት ኣክኢሉ እዩ እዚ ስዒቡ ሜሲ 18 ጎል ብምምዝጋብ ናይ ዋንጫ ዓለም ናይ ኩሉ ሻዕ ጎል ኣቁፃራይ ኮይኑ ይቅፅል ኣሎ
What A History 💫!!!!!
Follow&Share
22/06/2026
👑ንጉስ ኩዕሶ እግሪ Lionel Messi ታሪክ ምፅሓፍ ቀፂሉ ኣሎ።
ሎመዓንቲ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ፀወታ Argentina ምስ Austria 1 ሽቶ ብምምዝጋብ ናይ ዓለም ዋንጫ ናይ ኩሉ ሻዕ ኮኮብ⭐ ጎል ኣቁፃሪ ኮይኑ ኣሎ
1,Messi 17 Goal
2,Klose 16
3,Ronaldo(R9) 🇧🇷 15
⚽ GoAllllllll!!!!! Messi ሓድሽ ክብረ ወሰን ሴሩ What A player 🙌🙌🙌🙌🙌😤
!!!!!!!!Messi ጎል ዘቁፅረሉ ዕድል Penalty ረኪቡ ኔሩ ኣይተጠቀመሉን ስሒትዋ
22/06/2026
እዞም ክልተ ኮኮባት💫 ሕጂ እዚ ይበልፅ ገለ ዳበልና ካብ ምውድዳር ክንእንደብ ኣለና እየ ዝብል ብወገነይ።
ምክንያቱ ዝመፁ 2 ዓመታት Garnacho,Martineli,Delap ዳረአና ኢና ክንዝናነ
ሕጂ ነስተማቅሮም በሃላይ እየ ኣነ።🙌