Success Life Coaching

Success Life Coaching

Share

Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Success Life Coaching, Coach, Mekelle, Mekelle.

ሳክሰስ ናይ ህይወት ክህሎት መሰልጠኒ ማእኸል ኣብ ሕውየትን ዕብየትን ስነ-ልቦና ፣ ኢኮኖሚ ንምስራሕ ዝተጣየሸ ትካል እዩ። እዙይ ንምዕዋት እውን ስራሕቱ ብክልተ ክፍሊ ማለት እውን ስልጠና ክፍልን ስራሕ ፈጠራ ክፍልን ኣዋቒሩ ኣብ ምስራሕ ይርከብ። https://forms.gle/wdcvdVjDMbPgNVxFA

16/08/2026

⚡ ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ዋና ትኾነሉ ብሉፅ ዕድል!

​📈 SUCCESS BUSINESS GROUP
(ንምሉእ ዕቤት ስነ-ልቦናን ኢኮኖሚን)

🧠 Success Seminar: ስልጠናታት ስነ-ልቦናን ኣንተርፕርነርሸፕን
🚗 Success Motors: ዘመናውያን ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ
🚚 Adolis Transport: ውሑስ ናይ መጓዓዝያ ኣገልግሎት

📍ኣድራሻና፦ መቐለ ካብ ኣብርሃ ካስትል ኣደባባይ ናብ ሓወልቲ ሰማእታት ብዝወስድ መንገዲ ኣስታት 100 ሜትሮ ውርድ ኢልኻ።
​📞 ስልኪ፦ 0942555511 / 0959222692 / 0959222962

​"Design and build your life"

​ #መንነት

16/08/2026

🚀ሪኢቶ ተሳተፍቲ ሳክሰስ ሰሚናር

15/08/2026

🚗 ን8+ ዓመታት ዝፀንሕ ምሉእ ውሕስነት (Warranty) ዘለወን ናይ Dream One ኤሌክትሪክ መኻይን!

​📈 SUCCESS BUSINESS GROUP
(ንምሉእ ዕቤት ስነ-ልቦናን ኢኮኖሚን)

🧠 Success Seminar: ስልጠናታት ስነ-ልቦናን ኣንተርፕርነርሸፕን
🚗 Success Motors: ዘመናውያን ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ
🚚 Adolis Transport: ውሑስ ናይ መጓዓዝያ ኣገልግሎት

📍ኣድራሻና፦ መቐለ ካብ ኣብርሃ ካስትል ኣደባባይ ናብ ሓወልቲ ሰማእታት ብዝወስድ መንገዲ ኣስታት 100 ሜትሮ ውርድ ኢልኻ።
​📞 ስልኪ፦ 0942555511 / 0959222692 / 0959222962

​"Design and build your life"

​ #መንነት

15/08/2026

🚀 እንኣምኖም ሓሳባት ሓቒ 'ዶ ?

🚗 "መኪና ጥራይ ዘይኮነስ ሕልሚ ውን!"
DRIVE YOUR STORY!

ህይወት ውፅኢት ድምርማራት ተዘክሮ እያ። እቲ እትኸዶ ጉዕዞ እዩ፣ እቲ እትፈጥሮ ተዘክሮ እዩ፣ እቲ እትበፅሖ ድማ ናይ ዓወትካ መረጋገፂ እዩ!

ሳክሰስ ሞቶርስ (Success Motors) ድማ ናይ ሕልምኹም መኪና በዓል ዋና ኮይንኩም፣ ዘመናዊ፣ ምቹውን ፅሬቱ ዝሓለወን ጉዕዞ እተስተማቕሩለን ብሉፃት ናይ ኤሌክትሪክ መኻይን ኣዳልይልኩም ኣሎ።

✅ ናይ ውሽጥኹም ሕልሚ ዘሳኽዓ ዘመናዊያን ኤሌክትሪክ መኻይን
✅ ካብ ነዳዲ ወፃኢ ብምዃነን መዓልታዊ ወፃኢታትኩም ዘቃልላ
✅ ዘመናዊ ዲዛይን፣ ድሕንነትን ምቹውነትን ዘማልኣ

💥 ሎሚ ናብ ሳክሰስ ሞቶርስ ብምምፃእ ናይ ሕልሞም መኪና መሪፆም ይውሰዱ፤ ናይ ዓወት ታሪክኩም ብሓጎስ ጀምሩ!

​📈 SUCCESS BUSINESS GROUP
(ንምሉእ ዕቤት ስነ-ልቦናን ኢኮኖሚን)

🧠 Success Seminar: ስልጠናታት ስነ-ልቦናን ኣንተርፕርነርሸፕን
🚗 Success Motors: ዘመናውያን ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ
🚚 Adolis Transport: ውሑስ ናይ መጓዓዝያ ኣገልግሎት

📍ኣድራሻና፦ መቐለ ካብ ኣብርሃ ካስትል ኣደባባይ ናብ ሓወልቲ ሰማእታት ብዝወስድ መንገዲ ኣስታት 100 ሜትሮ ውርድ ኢልኻ።
​📞 ስልኪ፦ 0942555511 / 0959222692 / 0959222962

​"Design and build your life"

​ #መንነት

14/08/2026

🚀 ኣዱሊስ ትራንስፖርት ናይ መስራታይነት ኣክስዮን ኣብ ምሻጥ ንርከብ።

​📈 SUCCESS BUSINESS GROUP
(ንምሉእ ዕቤት ስነ-ልቦናን ኢኮኖሚን)

🧠 Success Seminar: ስልጠናታት ስነ-ልቦናን ኣንተርፕርነርሸፕን
🚗 Success Motors: ዘመናውያን ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ
🚚 Adolis Transport: ውሑስ ናይ መጓዓዝያ ኣገልግሎት

📍ኣድራሻና፦ መቐለ ካብ ኣብርሃ ካስትል ኣደባባይ ናብ ሓወልቲ ሰማእታት ብዝወስድ መንገዲ ኣስታት 100 ሜትሮ ውርድ ኢልኻ።
​📞 ስልኪ፦ 0942555511 / 0959222692 / 0959222962

​"Design and build your life"

​ #መንነት

14/08/2026

🚀 ህይወት ይቕፅል እዩ!

13/08/2026

🚀 "ኩሉ ነገር ክትገብሮ ስለ ትኽእል ኣይኮነን ክትመርፆ ዘለካ፤ ንዓኻ ዝገልፀካ ነገር ምረፅ፣ ኣብኡ ካኣ ኣተኩር!"

🚀ኹሉ ይክኣል እዩ ዝብል ኣተሓሳስባ ዋላካ ብዙሓት ንክኽእሉ ዝገበረ እንተኾነ! ንኻልኦት ብዙሓት ሰባት ድማ ብስም ኹሉ ይክኣል እዩ ዝብል እምነት ኣብ ዝደምቅሉ ዓውዲ ኣብ ክንዲ ምስምራይ ኣብ ዘይናቶም ቦታ ተረኺቦም ፀሓይ መዓዝ እያ ትዓርብ ክብልሉ ብዝኽእል ደረጃ ኣብ ዘይፍትውዎ ዓውዲ ንክሰማረዩ ዓብይ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ኣሕዲሩ እዩ!

💥ስለዚ ይክኣል እዩ ጥራሕ እንተይኾነስ ኣነ እንታይ እየ ዝኽእል በል!

​📈 SUCCESS BUSINESS GROUP
(ንምሉእ ዕቤት ስነ-ልቦናን ኢኮኖሚን)

🧠 Success Seminar: ስልጠናታት ስነ-ልቦናን ኣንተርፕርነርሸፕን
🚗 Success Motors: ዘመናውያን ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ
🚚 Adolis Transport: ውሑስ ናይ መጓዓዝያ ኣገልግሎት

📍ኣድራሻና፦ መቐለ ካብ ኣብርሃ ካስትል ኣደባባይ ናብ ሓወልቲ ሰማእታት ብዝወስድ መንገዲ ኣስታት 100 ሜትሮ ውርድ ኢልኻ።
​📞 ስልኪ፦ 0942555511 / 0959222692 / 0959222962

​"Design and build your life"

​ #መንነት

13/08/2026

🚀 ስራሕ ምድላይዶ ወይስ ምፍጣር?

🚀 "ኩሉ ፀገም ዝፍጠር ኣብ ኣእምሮ እዩ፤ ኩሉ ፀገም ድማ ኣብ ኣእምሮ እዩ ዝፍታሕ።"

ኣብ ህይወትና ዘጋጥሙና ዕንቅፋታት ጥንካሬኦም ዝውሰን ብዓቐን እቲ ፀገም ዘይኮነስ፣ ኣእምሮና ንቲ ፀገም ብዝተቐበሎን ብዝተረደኦን መንገዲ እዩ።

ኣእምሮኻ ብፍርሕን ብተስፋ ምቑራፅን እንተመሊእካዮ፣ ንእሽተይ ፀገም እውን ከቢድ እምኒ ኮይኑ ይስመዓካ። ኣእምሮኻ ብመፍትሒ፣ ብእምነትን ብፅንዓትን እንተሃኒፅካዮ ግን፣ ዝተሓላለኸ ፀገም እውን ናብ ዓብዪ ዕድል ይቕይሮ እዩ።

ዓወትካን ሰላምካን ዝጅምር ካብቲ መዓልታዊ ኣብ ኣእምሮኻ እትሓስቦ ሓሳብ እዩ።

ሎሚ ኣእምሮኻ ካብ ኣሉታዊ ሓሳባት ኣውፂእካ ንመፍትሒታት ጥራሕ ትኹረት ሃብ።

​📈 SUCCESS BUSINESS GROUP
(ንምሉእ ዕቤት ስነ-ልቦናን ኢኮኖሚን)

🧠 Success Seminar: ስልጠናታት ስነ-ልቦናን ኣንተርፕርነርሸፕን
🚗 Success Motors: ዘመናውያን ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ
🚚 Adolis Transport: ውሑስ ናይ መጓዓዝያ ኣገልግሎት

📍ኣድራሻና፦ መቐለ ካብ ኣብርሃ ካስትል ኣደባባይ ናብ ሓወልቲ ሰማእታት ብዝወስድ መንገዲ ኣስታት 100 ሜትሮ ውርድ ኢልኻ።
​📞 ስልኪ፦ 0942555511 / 0959222692 / 0959222962

​"Design and build your life"

​ #መንነት

Want your business to be the top-listed Gym/sports Facility in Mekelle?

Click here to claim your Sponsored Listing.

Location

Category

Website

Address

Mekelle
Mekelle
7000