20/08/2026
💪🥇👏 Eyeru Haftu
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Mesfin Cycling Team Ethiopia, Sports, Mekelle.
20/08/2026
💪🥇👏 Eyeru Haftu
19/08/2026
ተምሳሌት ፅንዓትን ሓቦን ዝኾነት ፍርያት ትካልና ሐዚ ድማ ምስ ናይ ዩሲኣይ ጋንታ Team AMANI ተፀንቢራ ኣብ ሃገረ ቡሩንዲ 🇧🇮 ምውድዳር ትርከብ ዋዕሮ ብሽክሌተኛ እየሩ ሃፍቱ ሎመዓንቲ ኣብ ዝተኻየደ 4ይ መድረኽ ቱር ቡሩንዲ ተዓዊታ።
እንኳዕ ደስ በለኪ
Eyeru Haftu
ኮሪዕናልኪ ዋዕሮና👏🥇💪
06/08/2026
27/07/2026
🔥🔥🔥❤
19/07/2026
19/07/2026
26/06/2026
🥇🥉ልዕልና መስፍን ብረታ ብረት ኣብ ማእኸል ኣዲስኣበባ 🔥
▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭
ሎመዓንቲ ዕለት 19/10/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ አዲስአበባ ዝተኻየደ ዓመታዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ከምኡ ውን ኣብ ሃገረ ካናዳ 🇨🇦 ንዝካየድ ዓለም ሻምፒዮና ሃገር ወኪሎም ንዝሳተፉ ተቀዳደምቲ መምረፂ እንትኸውን እቲ ውድድር ድማ 60 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ኣብ ኣዲሱ ገበያ ዝበሃል ቦታ ጁኔር ደቂ ኣነስትዮ ናይ ጎደና ውድድር ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር ዝተሳተፋ ተወዳደርቲ ጋንታና ድማ ልዕልነተን ብምዝጋብ ብፀብለልታ ዛዚመንኦ።
🥇ቅሳነት ግርማይ መስፍን ብረታብረት ኢንጂነሪንግ
🥉ራሄል ታመነ መስፍን ብረታብረት ኢንጂነሪንግ
7. ቅሳነት ብርሃነ መስፍን ብረታብረት ኢንጂነሪንግ
4. ቤተልሄም ዮውሃንስ መስፍን ብረታብረት ኢንጂነሪንግ
➔ እዚ ውፅኢት ንኽመፅእን ተቀዳደምትና ናብ ዓለም ሻምፒዮና ሃገረ ካናዳ 🇨🇦 ንኽምረፃን ትካልና መስፍን ብረታ ብረት ኢንጅነሪንግ ንዝገበረልና ኩለ መዳይ ሓገዝ ኣዚና ካብ ልቢ ነመስግን🙏።
🥇እንኳዕ ደስ በለና 🙏
🔥 ኣሰር ፅንዓት
24/06/2026
24/06/2026
👏🥇🥈4 ውዕሎ ሎመዓንቲ ኣዲስኣበባ💪
▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭
ሎመዓንቲ ዕለት 17/10/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ አዲስአበባ ዝተኻየደ ዓመታዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክሌታ ኢትዮጵያ 13.46 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ጁኔር ደቂ ኣነስትዮ ውልቀ ክሮኖ ሜትር ኣብቲ ውድድር ዝተሳተፋ ተወዳደርቲ ጋንታና ብሉፅ ውፅኢት ብምዝጋብ ብፀብለልታ ዛዚመንኦ።
🥇ቅሳነት ግርማይ መስፍን ብረታብረት ኢንጂነሪንግ
🥈ራሄል ታመነ መስፍን ብረታብረት ኢንጂነሪንግ
4.ቤተልሄም ዮውሃንስ መስፍን ብረታ ብረት ኢንጂነሪንግ